ካብ ዕለት 1-7 ለካቲት 2009 ዓ.ም 550 ኤርትራውያን ናብ መደበር ስደተኛታት ሸገራብ ኣትዮም

 

ካብ ዕለት 1-7 ለካቲት 2009 .. 559 ኤርትራውያን ስደተኛታት ናብ መደበር ስደተኛታት ሸገራብ ከምዝኣተዉ፡ ምንጪታት ሰልፊ ህዝቢ ኤርትራ ካብ ሱዳን ሓቢሮም። ዝርዝር ናይቶም ኣብ ሸገራብ ዝኣተዉ 550 ስደተኛታት ድማ ከም ዝስዕብ ኢዩ።

 

 

 

ትሕቲ 5 ዓመት

 

ካብ 5-18 ዓመት

 

ልዕሊ 18 ዓመት

 

ድምር

ደቂ ኣንስትዮ

26

52

103

181

ደቂ ተባዕትዮ

38

109

222

369

ጠቕላላ ድምር

64

161

325

550

 

 

ድሕሪ ሓድሽ ዓመት 2009 ክሳብ 07.02.2009 ኣብ መደበር ስደተኛታት ዑቕባ ዝሓተቱ ብዝሒ ኤርትራውያን 2580 (2030+550) በጺሑ ኣሎ።


Contact Us at:   webmaster@nharnet.com