ተጋዳላይ ብርሃነ ገ/ሄር

~ተጋዳላይ ብርሃነ ገ/ሄር ኣብ ኣዲስ ኣበባ ናይ ክልተ ዓመት ናይ ዪኒቨርስቲ ትምህርቱ ብ ኬምስትሪ ክከታተል ድሕሪ ምጽናሕ ፣ ኣብ 1972 ኣብ ህዝባዊ ሓይልታት ተሰሊፋ ፣ ኣብ 1975 ኮምሽነር ቦጦለኒ ኮይኑ ብ ጅግንነት ተዋጊኡ ፣ ኣብ ቀዳማይ ውዱባዊ ጉባኤ ሓሊፊ ፓለቲካዊ ክፍሊ ኮይኑ ምስ ተመርጸ ' ሓላፊ ክፍሊ ሕክምና ኮይኑ ተመዲቡ '። ኣብ 1977 ከተማታት ሓራ ንምውጻእ ኣብ ዝተካየደ ስርሒታት ውን ሓደ ካብ ወትሃደራዊ ኣዘዝቲ ኮይኑ ድርብ ዕማም ዝነበሮ መራሒ እዪ "። ኣብ ካልኣይ ውዱባዊ ጉባኤ ኣባል ማእከላይ ሽማግለ ኮይኑ ተመሪጹ " ኣዛዚ ግምባር ምዕራብ ኮይኑ ሓደ ካብ ኣዘዝቲ ደምዳሚ ኩናት ናጻነት ብምኳን መሪሑ "። ድሕሪ ናጽነት ኣብ ዝተገብረ ሳልሳይ ውዱባዊ ጉባኤ ውን ኣባል ማእከላይ ባይቶን ማእከላይ ሽማግለን ኮይኑ ተመሪጹ ! ናይ ሜ/ጀነራል ማዕርግ ሒዙ ኣዛዚ ሓይሊ ምድሪ ኮይኑ እናሰርሐ " ብዘይ ሕግን ቅጥዕን ብ መንገዲ ጀነራል ስብሓት ኤፍሬም መዝነቱን ማዕርጉን ከም ዝተቀንጠጠ ተነጊርዎ "። ከም ወትሃደራዊ ኪኢላ ኣብ ሳልሳይ ወራር ብፍቃዱ ምስ ኣዘዝቲ ሰራዊት እናተሓባበረ ኣበርክቱኡ ዘወፈየ መራሒ እዪ '። ሓደ ካብቶም ኣብ 2001 ኣባላት ባይቶ ኮይኑ ንፍትሒን ንዕላማን ኣብ ምሓዪር ክበሊ ዝተገብረ ሓርበኛ እዪ

13 May at 18:18 · Public
ሓገዝኩም ኣይፈለየኒ ።
ተትፈልጥዎ ኣብ inbox ሓደራኹም ልኣኩለይ ፡ ናይ ኩሎም ኤርትራውያን ደቀባት ታሪኽ ተቐቢሩ ከይተርፍ በብዓቕምና ንሰንዶ ፡ ህግደፍ ታሪኽና ኽቀብር ተዓጢቑ ይሰርሓሉ ኣሎ ንሕና ድማ ወይከ ኣይንኽማህን ብምብእል ተዓጢቕና ንሓዞ ።
ሜጀር ጀነራል ብርሃነ ገ/ሄር ኣብ ኣዲስ ኣበባ ናይ ክልተ ዓመት ናይ ዪኒቨርስቲ ትምህርቱ ብኬምስትሪ ክከታተል ድሕሪ ምጽናሕ ፣ ኣብ 1972 ኣብ ህዝባዊ ሓይልታት ተሰሊፋ ፣ ኣብ 1975 ኮምሽነር ቦጦለኒ ኮይኑ ብ ጅግንነት ተዋጊኡ ፣ ኣብ ቀዳማይ ውዱባዊ ጉባኤ ሓሊፊ ፓለቲካዊ ክፍሊ ኮይኑ ምስ ተመርጸ ' ሓላፊ ክፍሊ ሕክምና ኮይኑ ተመዲቡ '።
ኣብ 1977 ከተማታት ሓራ ንምውጻእ ኣብ ዝተካየደ ስርሒታት ውን ሓደ ካብ ወትሃደራዊ ኣዘዝቲ ኮይኑ ድርብ ዕማም ዝነበሮ መራሒ እዪ "። ኣብ ካልኣይ ውዱባዊ ጉባኤ ኣባል ማእከላይ ሽማግለ ኮይኑ ተመሪጹ " ኣዛዚ ግምባር ምዕራብ ኮይኑ ሓደ ካብ ኣዘዝቲ ደምዳሚ ኩናት ናጻነት ብምኳን መሪሑ "።
ድሕሪ ናጽነት ኣብ ዝተገብረ ሳልሳይ ውዱባዊ ጉባኤ ውን ኣባል ማእከላይ ባይቶን ማእከላይ ሽማግለን ኮይኑ ተመሪጹ ! ናይ ሜ/ጀነራል ማዕርግ ሒዙ ኣዛዚ ሓይሊ ምድሪ ኮይኑ እናሰርሐ " ብዘይ ሕግን ቅጥዕን ብ መንገዲ ጀነራል ስብሓት ኤፍሬም መዝነቱን ማዕርጉን ከም ዝተቀንጠጠ ተነጊርዎ "። ከም ወትሃደራዊ ኪኢላ ኣብ ሳልሳይ ወራር ብፍቃዱ ምስ ኣዘዝቲ ሰራዊት እናተሓባበረ ኣበርክቱኡ ዘወፈየ መራሒ እዪ '። ሓደ ካብቶም ኣብ 2001 ኣባላት ባይቶ ኮይኑ ንፍትሒን ንዕላማን ኣብ ምሓዪር ክበሊ ዝተገብረ ሓርበኛ እዪ "።
https://static.xx.fbcdn.net/rsrc.php/v3/y1/r/BOCzaD2rwOa.png

 

 

 

ehrea
 

                      ehrea.org © 2004-2017. Contact: rkidane@talk21.com