ኣብ 1975 ኣብቲ ውEውE ኵናት ሕድሕድ ተጋደልቲ ተ.ሓ.ኤ. ምስ ተጋደልቲ ህ.ሓ.ም.ሓ.ኤ ዝተባርዔሉ ስድራቤታት ኤርትራ ከህድUን ከረዳድUን Iሎም ኣብ ወክን ዛግርን ብኣEላፍ ዝቑጸሩ ምስ ከዱ፡ ምስኣቶም ተሸጎሩ Eሉም ልUል ራስ ኣስራት ካሳ፣ ተስፋሚካኤል ገርጊስ ሃብቲት (ወዲ
ጆርጆ) ተለልዩ ብጸጥታ ውድብ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ተታሒዙ ተጨውዩ ምንባሩ ይዝከር፡፡ ኣብቲ Eዋን Eቲ ብዛEባUን ርክባት ልUል ራስ ኣስራተ ካሳ ምስ ጠላም Iሳያስ ኣፈወርቅ ደላሊ ምንባሩ ፍሉጥ ዝነበረ Eዩ Eሞ፡

ሀ/ ጸጥታ ተ.ሓ.ኤ. Eንታይ መርሚሮም?

ለ/ ዝሃቦ ሓበሬታ ስለምንታይ ሓቲሞም?

ሐ/ ንEቲ ብዛEባ ጠላም Iሳያስ ኣፈወርቅ ዝብሉዎን ዝነግርዎን ዘውርዩዎን ዝነበሩ ጭብጣ
ምስክርነት ንህዝቢ ኤርትራ ክንገር ዘይተደልየ Eቲ ምስጢሩ Eንታይ Eዩ?

መ/ Eዚ ሰብ Eዚ ኣብ ሕቑፎ ጸጥታ ውድብ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራን ኣስታት ሓሙሽተ
ዓመት 1975 ክሳE 1981 ጸኒሑ ኣብ ስንብታ ፋሕፋሕነት ተ.ሓ.ኤ. ናብ ወታሃደራዊ ስርዓት
ደርግ Iዱ ሂቡ Eሞ Eዝስ ብኸመይ Eዩ ክግለጽ ዝሕሰብ ወይ ዝከኣል፡

ጸጥታዊ ስለያ!!!
ኤርትራ ኣብ ምድሪ Iትዮጵያ ምውፋሮም ዝተገብረኸ Eንታይ ንመንን ክሕልው? ተስፋሚከኣል ገርጊስ ሃብቲት (ወዲ ጆርጆ) ፈላጥ ምስጢር የሰሜን ሃይል መደብ ግዛት ኣብቲ ግዜ Eቲ ብሰለያ ሸፋቱ ህ.ግ.ደ.ፍ ከም ተቐትለ ይዝከር፡ ከምU Eውን ኣብቲ Eዋን Eቲ ኣብ በርሚል ናይ መካይን ጽEነት ተጨውዮም ንኤርትራ ዝተወስዱ ይዝከር፡ ጸላEን ፈዳሕን ሻEቢያ ተባሂሉ
ንዓመታት ካብ ዘመነ ወታሃደራዊ ስርዓት ደርግ ኣትሒዙ ሰብ ዘበሳብስ ዝነበረ መዳምይቲ ልUኽ Iሳያስ ኣፈወርቅ ኣብ ህዝባዊ ግንባር ዘገልገለ ተኽለ ዓደን ግን ኣብ ድሮ ተሳዓርነት ደርግ ሸተት Iሉ ባሕሪ ውቅያኖስ ሰጊሩ ንሆላንድ ዓሊቡ Eሞ ብዛEባ Eዚኣ መግለጺ ወይ ምስጢር ዝተነግረ Eውን የልቦን፡፡

Read more