ካብ 1-31 ጥቅምቲ 2012 ዓ.ም 537 ኤርትራውያን ስደተኛታት ናብ መደበር ስደተኛታት ሸገራብ፡ ሱዳን ኣትዮም። ዝርዝር ናይ’ዞም ናብ ሸገራብ ዝኣተው 537 ስደተኛታት ድማ፡ ከም’ዚ ዝስዕብ ኢዩ።

 

ትሕቲ 5 ዓመት

ካብ

5-18 ዓመት

ልዕሊ 18 ዓመት

ድምር

ደቂ ኣንስትዮ

24

33

84

141

ደቂ ተባዕትዮ

16

58

322

396

ድምር

40

91

406

537

 ካብ 1 ጥሪ 2010 ክሳብ 31 ጥቅምቲ 2012 ኣብ ሱዳን፡ መደበር ስደተኛታት ሸገራብ፡ ዑቝባ ዝሓተቱ ብዝሒ ኤርትራውያን ስደተኛታት 59,324 (58,787 + 537) በጺሑ ኣሎ።

source http://www.harnnet.org/index.php/news-and-articles/top-headlines/4584--1-31-2012-537-