ኣቶ መስፍን፡፡ እዚ ባእታ`ዚ ነዊሕ ዓመታት ብዝለዓለ ጽፍሒ ዝተቓለሰ ኢዩ፡፡ ከም ግድምና ቃልሱ ብዙሕ ሚስጥር ዝፈልጥ እኩል ታርፍ ተሞክሮ ዘለዎ ኢዩ፡፡ ብቀደሙኳ ተዛራባይ እንተዘይነበረን ዘይኮነን ካብቲ ዝፈልጦ መምሃሪ ዝኸውን ስለ ዘየተንፈሰ ምስ ኢሳያስ ጨሪሱ ኣይበተኸን ተባሂሉ ይጥርጠር፡፡ ብዙሕ ዘጠርጥር ነገራት እውን ኣለዎ፡፡ ኣብ`ዚ ቀረባ መዓልታት ብድምጺ ኣሜሪካ ክፍሊ ትግርኛ ንሞት ናይዝጊ ክፍሉ ዝምልከት ተሓቲቱ ክምልሽ እንከሎ ናይዝጊ ኣበይ ኣበይ ይሰርሕ ከምዝነበር ሕጂ ክዝክሮ ኣይክእልን ዝብል መልሲ ክህብ እንከሎ ትዕዝብቲ ህዝቢ ዘስተናዓቐ ይመስል፡ [ Read more ጉዕዞ ደንበ ተቓውሞ ኣብ ቃራና መንገዲ፡፡

 

መስፍን ሓጎስ ብዛዕባ ናይዝጊ ክፍሉ ኣብ "Voice Of America"

 

ኣየ መስፍን ሓጎስ ናይዝጊ ክፍሉ ኣብ መዳ ኣበይ ተመዲቡ ይሰርሕ ከምዝነበረ ኣይዝክሮን አየ ....ሓለዋ ሰውራ ተመዲቡ ክንደይ ንጹሃት ኤርትራውያን ብዘስካሕክሕ ቀቲሉን ኣሳቕዩ እንተበለስ፡ ኩሉ ኤርትራዊ ዝፈልጦ ቅሉዕ ደብዳበ ዶ ኣይኮነን። ስለምንታይ ግን ይኸውን ንገበናት ናይዝጊ ክፍሉ ክሽፍን ምፍታኑ ከ ኣይገርሚን ዶ ፡.ከምኡ ኢሉ ምዝራቡ ግን ኣይገሪምን አዩ ኣብ ገለ ኣጋጣሚ ተሓቲቱ ኢሰያስ በሊሕ መስተውዓሊ ኣሉታን ኣወንታን ዘለዎ ከም ኩሉ ሰብ ኢሉ ተዛሪሙ ከም ዝነበረ ኩላትና ንፈልጦ ሓቂ አዩ።እቲ ዝገርመኩም ኣብ 8 ዓመቶም ነዞም ምሳኡ ኣብ ውዑይን ዝሑልን ዝነበሩ ኣብ ጎዳጉዲ ሰፊሮም ከለዉ አዩ ከማኡ ኢሉ ።ክንዲ ጨካን ዓሻ ምባል ኪንእዶ አዩ ተራአዩ ።ንናይዝጊ ክፍሉ ቀዲምዎ ዝሞተ ሰብ ብሓቂ ዝገሪም አዩ ብዛዕባ ምዉት ሰብ ኪዛረብ ተኣምር እዩ መስፍን ብሂወቱ ሞይቱ ን20 ዓመት ዘይ ተቕበረ ረሳ አዩ ንዕኡ መንግስተሰማይ ንስድራበቱ ድማ ጽንዓት ይሃቦም ካብ እንብል ድሮ ዓመታት ሓሊፉ ኣሎ። ኣመን በሉ source Voice Of America