<%@LANGUAGE="JAVASCRIPT" CODEPAGE="65001"%> Untitled Document

(5) ንጀብሃ ካብ ገበን ሓራ ምግባር
ንብዘሓት ጀብሃዊ ዴሕረ-ባይታ ዗ለዎም ተቓወምቲ፡ ኣብ መንጎ ሻዕብያ ንዜኽሰት ቅልውላው፡ ንመሓዯሲ ሽም ጀብሃን ኣተሓታቲ ታሪኽ ዗ለዎም ተጋዯልታ-ነበርን እዮም ከም መሳርሒ ዜጥቀምሉ፥ ነዙ ንምፍጻም ዴማ ምሉእ ግዛኦምን ዓቕሞም የወፍዩ። እዙ
11
ንገዚእ-ርእሱ ግን ካብቲ ህግዯፋዊያን ንሻዕብያ ኣብ ምክልካል ዗ርእይዎ ምስሉይነት ንላዕሊ እዩ። እቲ ምነታይሲ፡ ቲፎዝ ጀብሃ፡ በቲ ሓዯ ንኹሎም ሻዕብያ ዜፈጸሞም ግፍዒታት ክንዜክሮ ይዯልዩና፥ ስእሊ ጀብሃ ንኽዴወን ዗ኸተሉ ረቛሒታት ክንዜክሮም ግን ዗ይፈቕደ ምዃኖም እዩ። እቲ ሓቂ ግን ጀብሃ ኣብ ምሉእ ታሪኹ ኣብ ውሽጢ ክልተ ዓበይቲ ጸገማት ተቐርቒሩ ዜሓለፈ ውዴብ ከምዜኾነ እዩ። ዋላ’ኳ ኣብ ኩሎም እቶም ዴኽመታቱ ምስ ዴኽመታት ሻዕቢያ ተመሳሳልነት እንተሃለዎ፥ ንጸላኢ ናይ ምግጣም ዓቕሙ ግን ኣዜዩ ዴሩት እዩ፥ ምስ ዓቕሚ ሻዕቢያ ዜወዲዯር ኸኣ ኣይኮነን። ግና’ኸ፡ እቲ ንጀብሃ ብልክዕ ዜገልጾስ፡ እቲ ጉጅለኣዊ ባህርያቱ እዩ። ብመሰረቱ እዙ ውዴብ፡ ዓሌታውን ሃይማኖታውን ስምዒታት ዓብሊልዎ፡ ብጉጅለኣዊ ኣተሓሳስባታት ተዯሪኹ ዜተፈጥረ እዩ። ኣብ ምሉእ ታሪኹ ኸኣ ኣብ ጉጅላኣዊ፡ ማለት ሃይማኖታዊ፣ ኣውራጃዊ፣ ቐቢላዊ፣ ቋንቋውን ስነሓሳባውን ጭቅጭቅ ዜተዋሕጠ እዩ ኔሩ። ብሰሪ ጉጅለኣዊ ባህርያቱ ዗በገሶ ጽልልኣት ዴማ ዕምሩ ክሓጽር ክኢሉ። እቲ ኣብ 70ታት ክግብሮ ዜፈተነ ጽገናታት፡ ብፍርቂ-ልቢ ዜተገበረ ምንባሩ ሰንከልከል ካብ ምባል ዓዱ ኣይወዓለን። እቲ ቀንዱ ምኽንያት፡ ንነብሱ ካብ ጸቢብ ጉጅለኣዊ ኣተሓሳስባ ከልግስ ብ዗ይምክኣሉን፡ ኣብ ጉዕዝ ቃልሱ ዴማ ነቶም ጉጅላዊ ኣተሓሳስባ ዜነበሮም መራሕቱ ንኽኣልዮም ፍቓዯኛ ብ዗ይምንባሩ እዩ። ሎሚ’ውን እንተኾነ፡ እቲ ካብ ሓሙኽሽቲ ጀብሃ ዜተረፈ ጃንዲ፡ ነቲ ውዴብ ናብ ውዴቐት ንኸምርሕ ዜዯረኸ ግጉይ መስመር ተኸቲሉ ክኸይዴ ምርኣይ ዗ገርም ኣይኮነን። ኣብዙ እዋን ኸኣ፡ ነቶም ናይ ሃይማኖትን ዓሌትን ካባታቶም፡ ካብቲ ተሓቢኦምሉ ዜነበሩ ከብሒታት ኣውጺኦም፡ ለቢሶሞም ናብ ናይ ኤርትራዊ ዱሞክራሲያዊ ኪዲን ኣኬባታት ክኸደ ንዕ዗ብ። ዯገፍቲ ጀብሃ ዗ርእይዎ ተገራጫዊ ሓሳባት ኣብ ኩሉ ጎሊሑ ይርአ እዩ። ብንቕሓት ንሕሉፍ ታሪኽ ሻዕብያ ክፍትሹን ዓስከሬናቱ ክጋልሁን ንዕ዗ብ፥ ክግበር ዜግብኦ እዩ፥ ግና’ኸ ብተመሳሳሊ ንታሪኽ ጀብሃ ክንገልህ ምስንፍትን- ማለት ኣብ ልዕሊ ፋሉል፣ ስርየት ኣዱስ፣ መንፈረ፣ ራስያን ኩሎም ቅዴምን ዴሕሪን ዋዕላ ኣድብሓ ዜተፈጸሙ ጭፍጨፋታት ምስ እተልዕለሎም፡ ኣዜዮም ይንዴሩ። ንኢሰያስ ብዜገበሮም ጌጋታትን ዜፈጸሞም ገበናትን እርይ ቁጽር ኣቢሎም ክነቕፍዎ ባህ ይብሎም፥ እዙ’ውን ክግበር ዜግብኦ እዩ፥ ግና’ኸ ነቶም ዗ይምዕቡላት፣ ዗ይዱሞክራሲያውያን፣ ፈላለይትን ጨፍጨፍትን መራሕቶም ዜምልከት ዜኾነ ዓይነት ኣሉታዊ ነቐፌታ ክሰምዕዎ ኣይድልዩን ጥራይ ዗ይኮነስ፡ ነዝም መራሕቲ ኮሓሒሎም ሂወት ክሶኽዕሎም ህርዱግ ይብሉ። ህዜቢ ኩናማ ኣብ ትሕቲ ሻዕብያ ዗ጋጠሞ ምግልልን ግፍዕታትን ከይሰልከዩ የ዗ካኽሩና፥ እዙ’ውን ክግበር ዜግብኦ እዩ፥ ግና’ኸ ኣብ ልዕሊ ህዜቢ ኩናማ ዜተፈጸመ ናይ ምግልልን ምግፋዕን በዯል ነዊሕ ታሪኽ ዗ለዎ ሙዃኑ፣ ብጀብሃ ብዘሓት ዓዴታት ኩናማ ከም዗ይነበራን ናብ ሓሙክሽቲ ከምዜተቐየራን፣ ብዘሓት ዯቒ ኩናማ’ውን ከምዜተቐትሉን ከብቶም ከምዜተራሰያን እንተ ኣልዒልካሎም ርእሶም ይሓሙን ይቑጥዑኻን። ለይትን መዓልትን ብሻዕብያ/ህግዯፍ ኣብ ልዕሊ እሱራት ዜፍጸም ኢ-ሰብኣዊ ተግባራት ክዜርዘርልካ ዗ሰልክዮም ኣይኮነን፥ እዙ’ውን ክግበር ዜግብኦ እዩ፥ ግና’ኸ ካብቶም ኣብ ታሪኽ ገዴሊ ዜተፈጸሙ ኣዜዩ ዗ሕንኽ ተግባራትሲ፡ እቲ ኣብ ሰብዓታት ኣብ ግዛ ምዜላቕ ብጀብሃ ኣብ ልዕሊ እሱራት ኢትዮጵያውያን ዜተፈጸመ ጃምላዊ ናይ ምርሻን ስጉምቲ እዩ። በዙ መንጽር ክርአ እንከሎ፡ ሻዕብያ’ውን ነዙ ዜዲረግ ግፍዒ ዚጊት ኣይፈጸመን።
12
እቲ ዜርዜር ምዯርዯርክዎ፦ ብጀብሃ ዜተጀመረ ዗ስካሕኽሕ ግፋ፣ ኣብ ልዕሊ ዯቂ-ኣንስትዮ ዜፍጸም ዜነበረ ጾታዊ ዓመጽ (ብፍላይ በቶም ብልሽዋት ካዴራትን ወተሃዯራዊያን ሓለፍትን)፣ ለበዲዊ ብልሽውና መሪሕነትን ወ.዗.ተረፈን። ኩሎም እዙኦም ዗ሕንኹ ፍጻሜታትን ተግባራትን ቅዴም ኢሎም ብጀብሃ ዜጠረዩ ተመክሮታት ኮይኖም፡ ጸኒሑ ሻዕብያ ከም ውርሻ ተቐቢሉ ብዜበለጸ ኣገባብ ዜተራቐቐሎም እዮም።

ምቅንጃው ገዴሊ