ከደዓት እንክቃልዑ - ኣብ ብሄረ ሳሆ ግፍዒ ዝሰርሑ

Sunday, 29 August 2010 15:11 ካብ ባርዕ በለዛ
source http://tig.asmarino.com
ሰላም ወጋሕታውያን፤

ቅድሚ ሕጂ ከደዓት ክእርነቡ ጸውዒት ምቅራብኹም ኩላትና ንዝክሮ ሓቂ’ዩ። ብዙሓት ለባማት ነቲ ጸውዒት ተቀቢሎም ልቢ ዘዕብዩ ዘለው ክኾኑ ከለው እቶም ገለ ብጥቅሚ ዝሰድዑ ግና ሕጂ’ውን ገበን ኣብ ርእሲ ገበን ናደርዑ ይኸዱ ኣለው። ነዚኦም መአደቢ ተኾነ ኣብ ብሄረ ሳሆ ግፍዒ ዝሰርሑ ዘለው ገበነኛታት ብተኸታታሊ ክነቅርበልኩም ኢና። ንህዝብና ብታ ድምጺ ሓቂ ሬድዮኹም ኣቃልሑልና ንኩለን ሃገራዊ ማዕከናት ከኣ ብመገድኩም ክተብጽሑልና ንላቦ።

ይብጻሕ ናብ ዝከበርካ ኣብ ውሽጥን ወጻእን እትነብር ህዝብና፤

 እቲ ሕጂ ኣብ ስልጣን ዘሎ ስርዓት፣ እቲ ድሑር ኣሰራርዓ መሓውር ስለያ ገረብ ብሓኽላ ኣወዳድባ፣ ካብ መፈጠሩ ኣትሒዙ ዝጥቀመሉ’ኳ ተነበረ፣ ካብ 1996 ደምበ ተቓውሞ እናሓየለ ኣብ ዝመጸሉ እዋን ኣብ መሬት ትግረን ሳሆን ብድሑር ኣተሓሳስባን ብቅዓትን ንጽባሕ ዘይብሉ ዕሱባት ካብ ዘይቲ ታኒካን ዓሸና ፊኖን ስጋብ 300ን 1500 ናቕፋ ዝተቆጸሩ ወተሃደራት ደቂ ብሄረ ሳሆ ብምእካብ ሎሚ እነሆ ደቂ ብሄረ ሳሆ ኣብ ፈቆዶ ጎዳጉዲ ይኣስሩን ይርሸኑን ኣማውተኦም ከፊኡ እነሆ ኣብ ጎረባብቲ ሃገራት ፋሕ ኢሎም ክርከቡ ቀሲቦምዎም ኣለው።

ድሕሪ ሕጂ እዞም ከምዚ ዝበሉ ብሕፍንቲ እኽሊ ገዛእ ህዝቦም ዘበሳብሱ ከዳዓት ካብ ተግባሮም ተዘይተኣርኒቦም ናተኸታተልና ኣብ ቃልዕ ከምነውጸኦም ናሓበርና ንሕጂ ካብቶም ቀንዲ ከዳዓት ዝስዕቡ ናብ ደንበ ህዝቦም ክምለሱ ነተሓሳስቦም።

1.    ዓቡዱራሕማን ጃስር     ምክትል ኣዛዚ ሃገራዊ ድሕነት ዓዱ ሰንዓፈ ዓሌት ዳሳማ ምክትል ወዲ ካሳ
2.    ሌተናል ኮነሬል ሹፋ ዑመር ኣዛዚ ዞባ 03 ስለያ ምክልካል ዓዱ ካሪቮሳ ዓሌት ሓሳባዓረ
3.    ሌተናል ኮነሬል ኣደም መሓመድ ዓሊ (ደርግ) ኣዛዚ ክፍለ ሰራዊት 28 ዓዱ ቡሔሌ (ቁማዓረ)
4.    ሸክ ኣደም ዑስማን ናይ ቀረባ ሃሱስ ኢሳይያስ ዓዱ ዋዓይተን (ታሩባዓ)
5.    ናስር ያሕያ ጸረ ስለያ 03 ስለያ ምክልካል ዓዱ ቆሓይተ ሲበራሶ (ዓሰሌሳ) ስርሑ መንደፈራ
6.    ዑስማን ዓብደላ ኣዛዚ ቦጦሎኒ ንኡስ ዞባ ሰንዓፈ ዓዱ የባዞ ዓለት ቁማዓረ ዘለዎ ዲዖት (ሩባ ሓዳስ)
7.    መሓመድ መሓሙድ ኣዛዚ ሓይሊ ማይድማ መርማሪ ቤትማእሰርቲ 03 (ዓዱ ገርደስ (ገዓሶ)
8.    መሓመድ ኢብራሂም ሸንደጋንዲን ወዳቢ ንኡስ ዞባ ፎሮ ስለያ ምክልካል ዓዱ ባከና
9.    ሳልሕ መሓመድ ዓሊ ጡዑም ወዳቢ ንኡስ ዞባ ሰንዓፈ ከባቢ ሶይሮ ዕንደሊን ግያሲሓ ዓሌት ደብራሜላ
10.  ማጆር ሳልሓዲን ኢብራሂም ምክትል ኣዛዚ ዞባ 01 ስለያ ምክልኻል ዓዱ ሰንዓፈ ኣጋራ ዓለት ገዓሶ (ስራሕ ቦትኡ ዓሰብ)
11.    ኣሕመድ ዓድናን ወዳቢ ንኡስ ዞባ ዓዲቀይሕ ስለያ 03 ዓዱ ሩባ ሓዳስ ዓሌት ዓሳካሬ
12.    ካፒቴን ሑሰን ሙሳ ሓላፊ ንኡስ ዞባ ባዶ ሓደ ስለያ ምክልካል ዓዱ ነፋሲት ዓሌት ታሪባዓ
13.    ተለንተ ዓብዱ ዳውሻ ወዳቢ ንኡስ ዞባ ዓዲቀይሕ ሃገራዊ ድሕነት ዓዱ (ዑቡሪጋጋ) ዕንደሊ ዓሌት ሓዞ
14.    ዓብዱ ዓሊ ዘይኑ ምክትል ኣዛዚ ንኡስ ዞባ ሰንዓፈ ሃገራዊ ድሕነት ዓዱ ሰንዓፈ ዓሌት ሓዞ ስራሕ ሰንዓፈ
15.    ካይራ ሳልሕ ኣስኳላ ኮብራል ምክትል ኣዛዚ ንኡስ ዞባ ጾሮና ስለያ ምክልኻል ዓዱ ሩባ ሓዳስ ዓሌት ሓሳባተዓረ
16.    እስማዒል ዑመር ዓሊ ኣሞገነ ወኪል ሃገራዊ ድሕነት (ሃሱስ) ዓዱ ሰይራ ዓሌት ጋዓሶ (ስራሕ ቦታ ኣስመራ)
17.    ወ/ሮ ብሪ ሳልሕ ወካሊት ስለያ ምክልኻል ንኡስ ዞባ ሰንዓፈ ዓዳ ሰንዓፈ ዓሌት ዳብሪሜላ (ሰንዓፈ)
18.    ሱሌማን ዳውድ ወኪል ንኡስ ዞባ ሰንዓፈ ስለያ ምክልኻል ዓዱ ኣሰድ ዓሌት ደብሪሜላ
19.    መሓመድ ዓሊ ሓጂ ዓብደላ ወኪል ንኡስ ዞባ ስለያ ምክልካል (03) ዓዲ ኣሰድ ደብሪሜላ
20.    ዓብደላ ዒጎ ወኪል ስርሒት ዞባ 5 ዓዱ ዕንደሊ ዓሌት ሓዞ
21.    ኢስማዒል ሓመዶ ኣመሓዳሪ ዕንደሊ ወኪል ስለያ ስርሒት ዞባ 5 ዓዱ ዕንደሊ ዓሌት ሓዞ
22.    ወ/ሮ ሓሊማ ዓብደላ ወካሊት ስርሒት ዞባ 5 ዓዳ ዕንደሊ ዓሌት ሓዞ (በሓሊማ)
23.    ካፒተን እስማዒል መሓመድ ኣባል ሃገራዊ ድሕነት ዞባ ማእከል ዓዱ ሰሎሎ ዓሌት ዓሻካሬ
24.    ሑሴን ሽም ዑመር ወኪል ስለያ ዞባ 3 ዓዲ ካሪቮሳ ዓሌት ሓሰባታዓረ
25.    ኣይፈራሕ ኢብራሂም ኣዛዚ ሓይልን ወዳቢ ዞባ 03ን ዓዱ ውልሾ ዓሌት ገዓሶ
26.    ሳልሕ መሓመድ ዓሊ ኣቦወንበር ሃማመተኤ ንኡስ ዞባ ኣቁርደት ዓዱ ካሪቮሳ ዓሌቱ ሓሰባትዓረ
27.    እስማዒል ዓሊ ኣዛዚ ጋንታ ስለያ ምክልኻል ዞባ 03 ዓዱ ፈሲሖ ዓሌት ኢላሼ
28.    ኣሕመድ  ሸኽ ኣልኣሚን ኣዛዚ ጋንታ ዞባ 03 (መነኮሰይቶ) ዓዱ ሩባ ሓዳስ ዓሌት ሓሰባትዓረ
29.    ዓብደላ ኣሕመድ ወኪል ዞባ 03 ዓዱ ዕንደሊ ዓሌት ሓዞ
30.    ኢድሪስ ኣሕመድ ወኪል ዞባ 03 ዓዱ ዕንደሊ ዓሌት ሓዞ
31.    ዑመር ሳልሕ ዑስማን ወኪል ሃገራዊ ድሐነት ንኡስ ዞባ ጾሮና ዓዱ እንዳባስቲፋኖስ ዓሌት ገሌሸ ዓረ
32.    ዑስማን ኣሕመድ ጋላ (ኣባጋላ) ወኪል ስርሒት 3 ዓዱ ውጡሕ ዓሌት ዓሳካሬ
33.    ኢድሪስ ሳልሕ ዓሊ ወኪል ዞባ 03 (ስለያ ምክልኻል ዓዱ ውጡሕ ዓሌት ዓሳካሬ
34.    ሮሞዳን ኢድሪስ ዓሊ ሹም ወኪል ሃገራዊ ድሕነትን ስለያ ስርሒት 3 ዓዱ ውጡሕ ገሊሻ ዓረ
35.    ወ/ሮ ፋጡማ ዑስማን ኣሕመድ ጋላ (ኣባጋላ) ስለያ ስርሒት 3 (ወኪል) ዓዳ እንዳባስቲፋኖስ ዓሌት ዓሳካሬ
36.    ዑመር ስዒድ ወኪል ስለያ ዞባ 03 (ስለያ ምክልኻል) ዓዱ እንዳርጋብ ዓሌት ፍቁረትታዓ (ስራሕ እንዳዕሽ)
37.    ሮሞዳን ሓጂ ዓሊ ወኪል ስለያ ዞባ 03 (ሰንዓፈ) ዓዱ ሰንዓፈ ዓሌት ጋዓሶ
38.    መሓመድ ሽሙ ሓሰን ወኪል ስለያ ዞባ 03 ዓዱ ሰንዓፈ ዓሌት ጋዓሶ (ስራሕ ሰንዓፈ)
39.    ኣደም ዑስማን ሓሴን ወኪል ስለያ ዞባ 03 ዓዲ መሳጎለዞላ ዓሌት ሓኮታዓ (ዓዲቀይሕ ስራሕ)
40.    መሓመድ ኢብራሂም ዑስማን ኣዛዚ ሓይሊ ዞባ 03 ዓዲ መሳጎላዞላ ዓሌት ሓኮተዓረ
41.    ዓብዱ ሓንደ ወኪል ስርሒት 5 ሰንዓፈ ጋዓሶ

ካብዚ ወጻኢ ዘለው ከኣ ካብዚኦም ተማሂሮም ኢዶም ተዘይኣርኒቦም ኣብ ቀጻሊ ስሞም ጠቂስና ክነስዕቦም ኢና ሰላም ቅነ።

ካብ ባርዕ በለዛ
26/08/2010