ኣፈናዊ ዝርዝር ኣስማት ናይ ገለ ክፋል ናይቶም ኣብ መፋርቕ ወርሒ ነሓሰ ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ጥሒሎም ዝሞቱ ኤርትራውያን

Thursday, 10 September 2009 22:39

 እዚ ዛጊት ረኺብናዮ ዘለና ኣስማትን ትውልዲ ዓድን ናይቶም ካብ ሊብያ ናብ ዓዲ ጥልያን ክሰግሩ ክብሉ ኣብ መፋርቕ ነሓሰ 2009 ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ዝጠሓሉ 75 ኤርትራውያን  ግዳያት ህልቂት ምሉእ ከምዘይኮነ እናኣዘኻኸርና፡ ዝተማለአ ሓበሬታ ዘለኩም ኣሕዋትን ኣሓትን ክትተሓባበሩና ብትሕትና ንሓትት።

እዚ ሓበሬታ ቤተሰብን ፈተውቶምን ሰንፈላል ከይኮኑ፡ እቶም ግዳያት ከኣ ኣሰርን ወረን ዘይብሎም ከይጠፍኡ ኢልና እነውጽኦ ዘለና እዩ። ናይ መብዛሕትኦም ሽም ኣቦ ዘይብሉ፡ ጎዶሎ ‘ኳ እንተኾነ፡ ብፍላይ ነቶም ካብ ገጠራትን ናእሽቱ ዓድታትን ዝወጽኡ ብቐሊሉ ንምልላይ ክሕግዝ ይኽእል እዩ። እቲ ኣብ ሓጹር ተጠቒሱ ዘሎ ድማ ዓዲ ማለት እዩ።

ንቤተሰብ ጽንዓት ይሃብ፡ ንሃገርና ራህዋን ድሕነትን የውርደላ !

ነዚ ሓበሬታ ኣብ ምልኣኽ ንዝተሓባበሩና ድማ ብስም ኣሰናን ተኸታተልትናን ነመስግን።                                                           

                                                    

  1. ኣረጋይ ኣብርሃ ………( ደቂ ዳሽም)
  2. ገረ ገረዝጊሄር ………..(መቐርካ)
  3. መብራህቱ ከሰተ………(ጻዕዳ ዓዲ)
  4. ዘካርያስ ………………(ከባቢ ዓረዛ)
  5. ሃብቶም ብርሃነ……… (ዓዲ ጉልቲ)
  6. ወደማረ ………………(ከባቢ ዓረዛ)
  7. ሰለሙን……………… (መንደፈራ)
  8. ፊልሞን ………………(ከረን)
  9. ወዲ ቐሺ……………. (ከባቢ ሕምብርቲ)
  10. ኣበባ ………………….(ኣስመራ)
  11. ኢብራሂም…………….(ከረን)
  12. ሰመረኣብ……………..(ምለዛናይ)
  13. ዮናስ………………….(ከረን)
  14. ሲራክ…………………(ከረን)
  15. ስዩም………………….(?)
  16. ዳዊት (መርሃዊ)………(ዓዲ ንፋስ)
  17. ሰለሙን……………….(ኣስመራ)
  18. ጸሃየ…………………..(ጽዓዘጋ)
  19. ጽገረዳ……………… (ሊባን)
  20. ዘርኢት ተኽልማርያም ወልደኣብ…(እምባደርሆ)
  21. ምስግና ሓይላይ………(እምባደርሆ)
  22. ዓንዶም ተኽላይ………(እምባደሮ)
  23. ዳኒኤል ተስፋልደት….(እምባደርሆ)
  24. ዮሴፍ ኣማኑኤል……..(እምባደርሆ)
  25. ልዋም ማና………… (ተሰነይ)
  26. ኣቤል………………. (ከረን)
  27. በረኸት…………….. (ከረን)
  28. ዮናስ……………….. (ከረን)
  29. መሓሪ……………….(?)
  30. ፍስሃየ (ፊሽ)……….(ኣስመራ - እንዳካንዘን)
  31. ናትናኤል……………(ኤርትራዊ)
  32. ቢንያም…………….(ምለዛናይ)
  33. ገረዝጊሄር……………(?)
  34. ልዋም……………….(መቐርካ)
  35. ሓጎስ………………..(?)
  36. ሞጎስ……………….(ምለዛናይ)
  37. ኣስቴር ገረዝጊሄር… (ኣስመራ)
  38. ሙና ……………….(መቐርካ)
  39. ዓንዶም……………(ጽሓፍላም)
  40. ተኽለኣብ……….. (ጽሓፍላም)
  41. ሓጎስ………………(?)
  42. ኢሳይያስ………….(?)
  43. መርሃዊ…………. (?)
  44. መሓመድ /ኣንጀሎ….. (?)
  45. ፍርቱና………….. (ተሰነይ)
  46. ሓድሽ……………(ደቂ ሽሓይ)
  47. ሓድሽ……………….(ምለዛናይ)
  48. ደሳለ………………….(ምለዛናይ)
  49. ሞጎስ…………………(?)
  50. ደበበ…………………(ኢትዮጵያዊ)
  51. ምስጦፋ (ሳጓ)………..(?)

<!--[if !supportEmptyParas]--> <!--[endif]-->

<!--[if !supportEmptyParas]--> <!--[endif]-->

ብህይወት ዝደሓኑ

<!--[if !supportEmptyParas]--> <!--[endif]-->

1.  ሰለሙን………(እምባደርሆ)

2. ብእምነት……….(እምባደርሆ)

3. ሃብቶም………..(?)

4. ሓለንጋይ………(መንደፈራ)

5. ቲቲ…… …..(?)

 

assenna.com

Last Updated ( Thursday, 10 September 2009 22:49 )