Prisoners death records  

 

 

 

 

 

 

W.Haile
Mysterious death of Ibrahim Afa
Mysterious death of Abraham Tewelde

Liquidation in the ELF
index sitemap advanced
2024-04-16

 

 

 

Halewa Sewra Gestapo section of the EPLF

 

 

ኣብ ሓለዋ ሰውራ ሌተና ኮሎነል ጸጉ ኣብ ዝነበረሉ እዋን ንተጋደልቲ ዘሳቕዩን ዝቕጥቕጡን ካብ ዝነበሩ አባላት ሓለዋ ሰውራ

 
  • ወዲ ጸጋይ (ብግዜሃይለስላሴፖሊስዝነበረ፡
  • ተስፋልደት ሚኪኤል “ቀሃስ” ዝጽዋዕ ጥቓ ወ.ወ.ክ.ማ.ዕዳጋ ሓሙስግዝኡዝነበረ
  • የማነ “ተንሽን” ካብ ደቀምሓረ
  • ኣማኑኤል ተስፋሁነኝ “ቀይሽብር”
  • ኣማኑኤል ልጃም
  • ኣማኑኤል ጳውሎስ (ካብቶም ንጂ15 ክእሰሩ እንከለዉ ኣብ ላንድክሩዘር ዝጽበ ዝነበረ
  • “ታንዱር”
  • ወልደዝጊ
  • ወዲ ዋስዕ
  • ተኪኤ “ወዲ ቐሺ” ካብ ዓዲ ንፋስ (ንኢትዮጵያ ኢዱ ሂቡ፡ ድሓር ብሱዳን ኣቢሉ ናብ ኣሜሪካ፡ ካሊፎርንያ ዝኸደ)
  • ኮሎነል ስምኦን ገብረድንግል
  • ጋይም ተስፋሚኪኤል (ኣብ ሃገራዊ ድሕነት ናይ ወጻኢ ጉዳያት ሓላፊ ዘሎ)
  • ጸጋይ ይስሃቅ (ተመሃራይ ዝነበረ፡ ናብ ተ.ሓ.ኤ ዝሃደመ) ይርክብዎም።ካብዚኣቶም ድሕሪ ነጻነት መዝነት ዝረኸቡ ኣለዉ 
  • [source] ሌተና ኮሎነል ጸጉ መን እዩ?
  • በረከት (ወ ዺ ረቢ)
  • ናይዝጊ ክፍሉ
 

EPLF Prison System of 1970s in picture
Source asmarino.com

ehrea
 

                      ehrea.org © 2004-2017. Contact: rkidane@talk21.com