Prisoners death records  

 

 

 

 

 

 


Mysterious death of Ibrahim Afa
Mysterious death of Abraham Tewelde

Liquidation in the ELF
index sitemap advanced
2012-02-07

 

                                           

 

Why does Issays always accuse CIA? Is he trying to cover up his 1970 secret meeting with the CIA?

 
 
  Source                
                                           
 
 

Kab Mezgeb Tarich(Essayas Afeworki and CIA Connection’ story , 1970)
 
Revisiting the Kagnew Station Incident
 
 
      "At the end of the meeting, the negotiators went to Kagnew for dinner. Essayas and Wodi Giorgio spent the night at Copland's residence. The next day, Essayas and Wodi Giorgio were taken out of Kagnew Station in a Cadillac car driven by Copland himself, with curtains drawn, and flying the US flag". Excerpt from Revisiting the Kagnew Station Incident.Amar(2004)
     
Eritrean leader blames CIA plot for youth exodus
   
ኢሳያስ ሰላዪዶ ወይ ተጋዳላይ ነይሩ  
 
Issays’s hypocrisy concerning Anti-Americanism and CIA


ኣብ 1984 እቲ ኣብ ሞንጎ ህዝባዊ ግንባር ሓርነት ኤርትራን፡ ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይን ዝነበረ ዝምድና ተበቲኹ ኣብ ዘይእረየሉ ደረጃ በጺሑ ብምንባሩንማእከላይ መደበር ስለያ ኣመሪካ C.I.A.፡ ነዞም ክልተ ሓይልታት ኣራኺቡ ክሰርሕ ጸገም ከም ዝነበሮ ብምስትብሃል፡እቲ ከምእንኮ ኣማራጺ ዝወሰዶ ናይ ስራሕ ሜላ፡ ንኽልቲOም መሻርኽቱ ብተናጸል ረኺቡ ሓበሬታU ክልግስ ስለ ዝነበሮ'ዩ፡ ከም መኽፈቲ ናይ'ዚ መሳልል'ዚ ኣብ ክፍላ ወርሒ 08/1987፡ ጡሉል ዝኾነ ወትሃደራዊ ስለያዊ ሓበሬታ ንኽልቲOም ወገናት ክልግስ ዝጀመረ። ከም ውጺIቱ ኸኣ፡ ልIሉ ከም ዝተገልጸ፡ ክልቲAን ውድባት ብተናጸል ናብ በሪ ዓወት ከሰጋግረን ዝኽEል በርቃዊ ወትሃደራዊ መጥቃEቲ ከካይዳ ዝበቕዓ። Read more
 
 
Kab Mezgeb Tarich by Alem Tesfay
(Issayas Afeworki and CIA Connection’story , 1970) 
 
 
   
                 
 

The mysterious death of Abraham Twelde in 1970

ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ካብ ጀብሃ ተፈልዩ ምስቶም ኣብ ዓላ ዝነበሩ ተጋደልቲ ኣብ ዝተሓወሰሉ ግዜ፣ ነቲ ብመንገዲ ሃብተስላሰ ገብረመድህን ተጀሚሩ ዝነበረ ዝርርብ ቃኘው በቲኹ ባዕሉ ነቲ ርክብን ዝርርብን ምቕጻሉ፤ ብድሕሪ መስዋእቲ ኣብርሃም ተወልደ ኣብ ዝተገብረ ምርጫ ድማ ሃብተስላሰ ተመሪጹ ከብቅዕ፦

“… ኣብ ጀብሃ ዝነበረኒ ሓላፍነት ጠንጢነ ስለዝመጻእኩ፣ ኣነ እየ ሓላፊ ክኸውን ዝግባእ። ወላ ክሳብ ኣብ ካልእ ስፍሕ ዝበለ ጉባአ ዓቢ ምርጫ ዝግበር ድማ ኣነ ከም ግዝያዊ ሓላፊ ክምረጽ ኣለኒ” በሎም ደረቐኛ ኢሳይያስ። ከም እንሰምዖ ከኣ ሃብተስላሰ “ኣነ’ውን ካብ ሓላፊ፣ ተራ ተጋዳላይ ኮይነ ክሰርሕ እዩ ዝብርሃኒ። ሓላፍነት’ኳ ንዓይ ቀናዝማች ወይ ግራዝማች ክኾነኒ ኣይኮነን” ምስ በሎ ኢሳይያስ ብደስታ ነታ ናይ ዲያብሎስ በትረ-ስልጣን ኣብ በዓቲ ዓላ ተረከባ። ኢሳይያስ ኣብ ግዜ ናጽነት /1991/ ቀደም ምስ ሃብተስላሰ ገብረመድህን ዝተሳእላ ስእሊ ኣብ እንዳ ዘመድ ሃብተስላሰ ተሰቒላ ከም ዝነበረት ሰምዐ። ብህጹጽ ሰብ ልኢኹ ከኣ ጠርነፋ።

ብዛዕባ ጉዳይ ሰብዓታት ርክብ ኢሳይያስን ኣባላት ሲ.ኣይ.አ.ን ኣብ ቃኘው፤ ብዙሕ ግዜ ብሓርበኛ ኣቦ ኣቶ ሃብተማርያም ኣብርሃን ካልኦት ዜጋታትን ይግለጽ ስለዝነበረ ኣብዚ ኣይክደግሞን እየ። ነቲ ዝነበረ ርክብ ኢሳይያስ መራጎዲ ግን ኣይሰኣንን ነይሩ። ኣብ 1975 ዑስማን ሳልሕ ሳበን መሓመድ ስዒድ ናውድን ምዕባለታት ሜዳ ንክዕዘቡ ንሜዳ ኣትዮም ነበሩ። ኣብ ምምላሶም ከኣ መሓመድ ዓሊ ዑማሮ ክሳብ ፖርት-ሱዳን ንከፋንዎም ምስኣቶም ተበገሰ። ሽዑ ወዲ ናውድ ንዑማሮ “እዚ ኢሳይያስ ኣባል ሲ.ኣይ.አ. ስለዝኾነ ጽቡቕ ጌርኩም ተኸታተልዎ ኢኹም። ብላዕሊ መዓር ብታሕቲ ግን ዕረ ሰኒቑ ዝተበገሰ ሰብ ኢዩ” ኢሉዎ ነይሩ። እቲ ካብ ግዜ ሰብዓታት ክሳብ ምእሳር ጉጅለ 15 ብሓሶት ዝልለ ተጋዳላይ መሓመድ ዓሊ ዑማሮ ከኣ ነታ ዘረባ ተቐቢሉ ናብ ኢሳይያስ ኣመሓላለፋ። ኢሳይያስ ካብ ሽዑ ኣብ ስኑ ነኺሱዋ ክሳብ ግዜ ናጽነት ከየውጽኣ ጸኒሑ። Read more

 

 
Ermias Home

The Eritrean people never wish to see again anyone who has a history of totalitarian or megalomaniac crimes (like the EDA, EPDP &PFDJ leaders) seizing power in future Democratic Eritrea or forming an interim government

Constitution of Eritrea should include

Anyone with a history of  crimes during the armed struggle or after the liberation should not be eligible to stand for any office post.  This should apply to opposition leaders

All those committed violations of human rights should encouraged to acknowledge these as part of national reconcilation process

                      EHREA Eritrean Human Rights Electronic Archive © 2006-2011. Contact: rkidane@talk21.com

Please click Here to send your feedback or comment