Crimes against the Eritrean People (1958-2008)
Crimes against youth and education
Prisoners death records  
 
index sitemap advanced

 

 

 

 

 

 

 

 

 

Some the PFDJ fascistic crimes

Lists of execution of some member of EDF 1998-2000

[ELF 1965-1980] [EPLF 1970-1990][1992-1997] [1998-2000] [Since 2001-]

On 4 November 2004 48 innocent young men and women at Adi-Abeito prison were killed at Adi-Abeito prison; and also other 161 youth were killed at Wia on 10 June 2005. Since 2005 the PFDJ leaders stated to executed innoncent citizen on the public for terrorizing.

• In September 2005, the Italian newspaper Corriere della Sera published photographs taken by a diplomat in Asmara who witnessed a killing by security forces of a young man wounded during a giffa (roundup).
According to the diplomat, a security agent shot the man at close range, execution-style, while the victim lay in the road.

 

source asna]

ኣብርሃለይ ተኽለ ኣስፍሃ  
ቀዳማይ ሰነድ
ካልኣይ ሰነድ

ሃይለ ብስራት ጋሎ
ቀዳማይ ሰነድ -----
ካልኣይ ሰነድ

ሳልሳይ ሰነድ

ስዩም ተስፋማርያም ተወልደ
ቀዳማይ ሰነድ

ሚኪኤል ኣድሓኖም ደስታ
ቀዳማይ ሰነድ
ካልኣይ ሰነድ

 ዮሱፍ ኢብራሂም ኣድም
ቀዳማይ ሰነድ

መኮነን ሽዋየ ወልዱ
ቀዳማይ ሰነድ

ሰሎሙን ጉዕሽ ሕሉፍ
ቀዳማይ ሰነድ

አብ 2000: አብ ሐንቲ መዓልቲ 6 አባለት ክ/ሰ 16  ከምዝተዝተረሸኑ በርሀ ቦካሳ ዝተባህለ አዛዚ ሰራዊት አብ አኼባ ንአባላት ክ/ሰ 16 ነጊሩ ዘረቡ ብምስዓብ ድማ ነቲኦም አባላት ሰራዊት ትአኪቦም ዝነበሩ ከምዚበሎም ንስኻትኮም ድማ ክትረሸኑ ኢኹም ኢሉ አፈራሪሕዎም.

ዝርዝር ናይ 3 አባላት ካብቲኦም 6 ግዳያት ርሸና ህግደፍ

በየነ

ዓዲ- ከረን፤ ዕድመ 30

ዝተረሸነሉ ዕለት/ዓመት

2000

ዝተረሸነሉ ቦታ

 ኢግላ ካብ ሰንዓፈ 10km /ዓዲ ቀይሒ 15 km

ዝተረሸነሉ ምኽንያት

በየነ ተወጊኡ ምስሐወየ ብኡ አቢሉ ናብ  ሰድሩ ምኻዱ ምስተፈልጠ  ክልተ ሰባት ናብ ገዝኡ ኸዶም ድሕሪ ምምጻ ተረሸኑ

አሃዱ

2ይ መስርዕ-2ይ ጋንታ 1ይ ሐይሊ-2ይ ቦጦሎኒ ክ/ሰ 16 ግንባር መረብ ሰቲት

ብገበን ትሐተቲ

 እሰያስ አፈወርቂ፤ ሚንሰተር ምክልኻል ዝነበረ ሰብሐት ኤፍረም፤ አዛዚ ግንባር መረብ ሰቲት ዝነበረ ፍሊጶስ አዛዚ ክ/ሰ 16 ዝነበረ ቃንቁ፤ አዛዚ ቦጦሎኒ ዝነበረ ተስፋይ ዕዉር  ቀንዲ በርሀ ቦካሳ

ሐመድ ያቆብ { አቦ 10  ቆልዑት}

ዓዲ- ባሩንቱ፤ ዕድመ 40

ዝተረሸነሉ ዕለት/ዓመት

ዝተረሸነሉ ቦታ

2000፤

ኢግላ ካብ ሰንዓፈ 10 km /ዓዲ ቀይሒ 15km

ዝተረሸነሉ ምኽንያት

ሐመድ ስድሩኡ ክርእዬ መጽኤን  ንጽባሕቱ ኩናት ሰለተጀመረ ሐመድ ንስድሩኡ ናብ ባሩንቱ አብጽሃየን ምስተባህለ አብ መ ንገዲ እንከሎ ባሩንቱ ከይበጽሔ ባሩንቱ ተታሒዛ ኢቲአ ብርጌት ድማ ናብ ከበሳ ደይባ። ሐመድ ያቆብ ድማ መሕለፊ ሰለዝሳአነ ድማ ሰሙን ደንጉዩ ናብ አሃዱ ምሰተመልሰ ፈሪሒካ ኢኻ  ደንጉኻ ተባሂሉ ተረሸኑ

አሃዱ

2ይ መስርዕ-2ይ ጋንታ 1ይ ሐይሊ-2ይ ቦጦሎኒ ክ/ሰ 16 ግንባር መረብ ሰቲት

ብገበን ትሐተቲ

 እሰያስ አፈወርቂ፤ ሚንሰተር ምክልኻል ዝነበረ ሰብሐት ኤፍረም፤ አዛዚ ግንባር መረብ ሰቲት ዝነበረ ፍሊጶስ፡አዛዚ ክ/ሰ 16 ዝነበረ ቃንቁ፤ አዛዚ ቦጦሎኒዝነበረ ተስፋይ ዕዉር  ቀንዲ በርሀ ቦካሳ ፡

 መሐመድ

ዓዲ- ደንከል፤ ዕድመ 37

ዝተረሸነሉ ዕለት/ዓመት

2000

ዝተረሸነሉ ቦታ

 ኢግላ ካብ ሰንዓፈ 10km /ዓዲ ቀይሒ 15km

ዝተረሸነሉ ምኽንያት

መሐመድ ዕረፍቲ ከይዱ 3 መዓልቲ ደንጉዩ  ሰለዝመጸኤ ኢዩ ዝተረሸነ

አሃዱ

2ይ መስርዕ-2ይ ጋንታ 1ይ ሐይሊ-2ይ ቦጦሎኒ ክ/ሰ 16 ግንባር መረብ ሰቲት

ብገበን ትሐተቲ

 እሰያስ አፈወርቂ፤ ሚንሰተር ምክልኻል ዝነበረ ሰብሐት ኤፍረም፤ አዛዚ ግንባር መረብ ሰቲት ዝነበረ ፍሊጶስ፡ አዛዚ ክ/ሰ 16 ዝነበረ ቃንቁ፤ አዛዚ ቦጦሎኒዝነበረ ተስፋይ ዕዉር  ቀንዲ በርሀ ቦካሳ

 

 

 

 

 

 

 

 

 

 

 

 

 

 

 

 

 

 

 

 

 
   
  Jul 08, 2009  
Ermias Home
Please send any information, documents and pictures about any prisoners or victims you have to EHREA

                      EHREA Eritrean Human Rights Electronic Archive © 2006-2010

Contact: rkidane@talk21.com